ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ብግህዶ ውልቃዊ ስልጣኑ ናይ ምርኣይ ወይ ናይ ምጉላሕ ባህጊ ዘለዎ ይመስል። ኣብ ኣደባባይ ብግልጺ ብዝንእድዎ ሰበስልጣንን ...
ሓድሽ ወተሃደራዊ ኣዋጅ ትግራይ፡ ብዕሊ ናብ ትግባረ ኣብ ዝእተወሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ ኣብ መናእሰይን ወለድን ድማ ብፍላይ ከቢድ ሻቕሎት ...
ኣብ ጎንደር ኣብ ዝነበረና ፃንሒት ኩነታት ስራሕ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መገጭ ገምጊምና። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ልዕሊ 870 ሄክታር ዝዓረፈ እንትኸውን 17000 ሄክታር መሬት ብመስኖ ቀረባት ከምዝሽፍን ትፅቢት ይግበር። ቁልፊ እቲ ፕሮጀክት ዝኾነ ስራሕ ...